መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ካንዳ ክጎዓዙ ምድላዋት ኣጻፊፎም ዝነበሩ ኤርትራውያን መውጽኢ ቪዛ ከልኪሉ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ካናዳን ካልኦት ሃገራት ንምጥያስ ምድላዋቶም ኣጻፊፎም በረራን መውጽኢ ቪዛን ዝጽበዩ ዝነበሩ ኤርትራውያን፡ ፍቃድ መውጽኢ ቪዛ ከምዝኸልከሎም ራድዮ ኤረና ን IOM ብምጥቃስ ሓቢራ። እቶም ዜጋታት ብትካል ስደተኛታት ሕቡራት…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ካናዳን ካልኦት ሃገራት ንምጥያስ ምድላዋቶም ኣጻፊፎም በረራን መውጽኢ ቪዛን ዝጽበዩ ዝነበሩ ኤርትራውያን፡ ፍቃድ መውጽኢ ቪዛ ከምዝኸልከሎም ራድዮ ኤረና ን IOM ብምጥቃስ ሓቢራ። እቶም ዜጋታት ብትካል ስደተኛታት ሕቡራት…
ክልተ ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም 28 ተኸተልቲ እምነት ጆሆቫ፡ ካብ ማእሰርቲ ከምዝተፈትሑ ተፈሊጡ። እቶም ካብ 5 ዓመት ክሳብ 26…
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ዓሊ ብ 28 ሕዳር ብመራኸቢ ብዙሃን ፈይስቡክን ትዊተርን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ንርእሰ ከተማ…
ትማሊ ዕለት 30 ሕዳር ሰዓት 11:00 ናይ ምሸት : ብሓለውቲ ዋርድያ ናይ መዓስከር ማይ ዓይኒ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ…