መንግስቲ ሶማል ምስ ኬንያ ዝጸንሖ ዝምድና ከምዝበተኸ ገሊጹ
መንግስቲ ሶማል ምስ ጎረቤት ሃገር ዝኾነት ኬንያ ዝምድንኡ ብወግዒ ከምዝበተኸ፡ ምኒስተር ሓበሬታ እታ ሃገር ዑስማን ኣቡከር ዱበ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ኣብ ተሌቪዥን ኣብ መደበር ተሌቪዥን እታ ሃገር ወጺኡ ኣብ ዝሃቦ…
መንግስቲ ሶማል ምስ ጎረቤት ሃገር ዝኾነት ኬንያ ዝምድንኡ ብወግዒ ከምዝበተኸ፡ ምኒስተር ሓበሬታ እታ ሃገር ዑስማን ኣቡከር ዱበ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ኣብ ተሌቪዥን ኣብ መደበር ተሌቪዥን እታ ሃገር ወጺኡ ኣብ ዝሃቦ…
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኤርትራ ወተሃደራዊ ምትእትታው ጌራ…
30 መሰረታውያን ሰብኣዊ መሰላት ሎሚ 10 ታሕሳስ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ‘ሰብኣዊ መሰል’ ‘ዩ። ክንደይ ካባና ኢና መሰላትና ብግቡእ እንፈልጥ?…
ፕረዝደንት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፤ ነቲ 32 ቢልዮን ዶላር ዝዋግኡ ን ኢማራት ዓረብ ዝግበር መሸጣ ኣጽዋር ደው ንምባል ብላዕለዋይ…