ጓሉ ንቀዳማይ ሚኒስተር ነበር መለስ ዜናዊ ሰምሃል መለስ ተለቂቃ
ጓሉ ንቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ነበር ነፍስሄር መለስ ዜናዊ ዝኾነት ሰምሃል መለስ፡ ብ 20 ታሕሳስ ብ ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዋ፡ ብ ሶኒ 21 ታሕሳስ ከም ዝተለቐቐት ተፈሊጡ።…
ጓሉ ንቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ነበር ነፍስሄር መለስ ዜናዊ ዝኾነት ሰምሃል መለስ፡ ብ 20 ታሕሳስ ብ ኣባላት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዋ፡ ብ ሶኒ 21 ታሕሳስ ከም ዝተለቐቐት ተፈሊጡ።…
ኣብ የመን ወደብ ሑደይዳ፡ ካብ 2014 ኣትሒዛ ኣብ ደውታ ዘላ ገዛፍ ናይ ነዳዲ መመላለሲት መርከብ፡ ኣብዝኾነ ግዜ ካብኣ…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ፡ ናይታ ሃገር ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ወተሃደራዊ ስርሒት፡ መራሕቲ ህወሓት ኣብ ዘለውዎ ቦታ ንዝሓበረ…
ትማልን ናብ ሎሚ ዘውግሐ ለይትን ኣብ መንጎ ምልሻ ዕጡቓት ኢትዮጵያን፡ ወተሃደራት ሱዳንን ውግእ ከምዝተጀመረ ሱዳን ትሪቡን ኣብ መርበብ…