ቀንዲ

ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን 

ኤውሮጳውያን ንሃገራት ኣፍሪቃ ጎዛዝየን ኣብ ዝማቐላሉ ዝነበራ እዋን ብሪጣንያ ዳርጋ ብሙልአን ፈለግ ኒል ዝምንጭወለንን ዝፈሰለንን ሃገራት ማለት ግብጺ፡ ሱዳን፡ ደቡብ ሱዳን፡ ኡጋንዳ፡ ኬንያ፡ ታንዛንያ ኣብ ትሕቲ ግዝኣታ የእትያተን ኔራ። ኣብ…