ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ትግራይ ልዕሊ 2 ሚልዮን ሰባት ተፈናቂሎም
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስትን፡ ነቲ ክልል ዘመሓድር ዝነበረ ህወሓትን ብ 4 ሕዳር ግጭት ድሕሪ ምውልዑ፤ ኣብቲ ክልል 2.2 ሚልዮን ሰባት፡ ካብ መረበቶም ከም ዝተፈናቀሉ ሰበ-ስልጣን ግዝያዊ…
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስትን፡ ነቲ ክልል ዘመሓድር ዝነበረ ህወሓትን ብ 4 ሕዳር ግጭት ድሕሪ ምውልዑ፤ ኣብቲ ክልል 2.2 ሚልዮን ሰባት፡ ካብ መረበቶም ከም ዝተፈናቀሉ ሰበ-ስልጣን ግዝያዊ…
ድሕሪ ናይ 5 ዓመት ጽዑቕ ምይይጥን ልዝብን፡ ሎሚ ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፈሪቃ ናጻ ናይ ንግዲ ምልውዋጥ ብወግዒ ተጀሚሩ።…
ሱዳን፡ ድሕሪ ናይ ሰሙናት ዝወሰደ ወተሃደራዊ ጎንጺ ምስ ኢትዮጵያ፡ ብ ሓሙስ ነቲ ብ ሓረስቶት ኢትዮጵያውያን ሰፈርቲ፡ ንነዊሕ ዓመታት…
ብመሰረት ምኒስትሪ ምምሕዳር ህጹጽ ጉዳያት ሩዋንዳ፡ ኣብ ትዊተር ዘስፈሮ ሓበሬታ፡ 67 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 130 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት፣ ብ 29…