ቀንዲ

ጽውጽዋይ ምስሓብ ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ግንከኣ፡ እቲ ዶብ ኣበይ ኢዩ?

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ኣቢዪ ኣሕመድ፡ ብ23 መጋቢት 2021 ኣብ ኣኼባ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረበሉ ሕቶታት ካብዝሃቦ መልሲታት፡ ንተሳትፎ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኲናትሓድሕድ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ብወግዒ ኣሚኑ። ይኹን’ምበር፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ…