ቀንዲ

ውጉኣት ኲናት ናብ ሆስፒታል ሰንዓፈ ብሆሊኮፕተር ይገዓዓዙ ኣለዉ

ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ክልል ትግራይ ኲናት ጽዒቁሉ ኣብዘሎ እዋን፡ ትማሊ 19 ሚያዝያ፡ ኣብ ሰንዓፈ ናብ ዝርከብ ሆስፒታል ውግኣት ብሆሊኮፕተር ክኣትዉ ከምዝወዓሉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ የገልጽ። ካብ ትግራይ ተበጊሳ ናብ…