ቀንዲ

ኣመሪካ፡ ንፖሊሲ ኢሚግረሸን እስራኤል ነቂፋ

ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ዓመታዊ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ሃገራት ኣብ ዘውጽኣሉ፡ እስራኤል ንእትክተሎ ናይ ኢሚግረሽን ፖሊሲ ከምዝነቀፈት፡ ኣብ እስራኤል ዝርከብ ዘይመንግስታዊ ትካል ሆትላይን ሎሚ ኣብ ወግዓዊ ገጽ ፌስቡኩ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ…