ብመሰረት ANSA ዝተባህለ ማዕከን ሓበሬታ ዘስፈሮ ዜና፤ ሓንቲ ኤርትራዊት መንእሰይ ማርዓ ብምእባያ፤ እቲ ኽትምርዓዎ ተሓሲቡ ዝነበረ ግለ-ሰብ ብካራ ከምዝሃረማ ተፈሊጡ። እዚ ፍጻመ ዝሓለፈ ሮቡዕ 18 ነሓሰ 2022 ንግሆ ኣብ ሚላን ኢዩ ኣጋጢሙ። ብመሰረት እቲ ዜና፤ ማርዓ ናይ’ዞም ክልተ ግለ ሰባት ብስድራቤት ቅድሚ ኢሎም ንመርዓ ተሰማሚዖም እኳ እንተነበሩ፤ እታ ጓል ከምዝኣበየት፤ እቲ ወዲ ድማ ብካራ ከምዝወግኣ ኢዩ ፖሊስ ሚላን ዝሕብር። ብመሰረት እቲ ዜና እቲ ግለ-ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ ኣሎ።
Related stories
ርእሰ ዓንቀጽ
አብይ አህመድ የፈረሙትን የሰላም ስምምነቶች ማክበር አለባቸው
ከዋሽንግተን እና ከለንደን እየተላለፈ ያለው መልዕክት ግልጽ ነው። የጎረቤት አገሮች ሉዓላዊነት መከበር አለበት፣ የተፈረሙ ስምምነቶች ተግባራዊ መደረግ አለባቸው፣…
By SETIT
ቀርኒ ኣፍሪቃ
መዘክር ሓበሬታ፡ ኣብ ዝምድናታት ኤርትራን ኢትዮጵያን
ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመታት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንቻርተር ሕቡራት ሃገራት ከምኡ’ውን ነቲ ኣብ 2018 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተኸተመ…
By SETIT
ርእይቶ
ተሓቢኡ ዝነበረ ሓሶት ካብ ተጋህደ፡ ተሰቲሩ ዝጸንሐ ሓቂ ይውጻእ
ጥንታዊት ሃገር ኣቢሲንያን (Abyssinia) ንዕኣ ተኪኣ ኣብ መፋርቕ 20 ክፍለ-ዘመን ምዝዛም ኤውሮጳዊ መግዛእቲ ኣፍሪቃ ዝተቐልቀለት ሃገረ ኢትዮጵያን፡…
By ዮሓንስ ዘርኣይ


