ኤርትራዊ ሮቤል ተኽለሚካኤል ምስ ኢትዮጵያዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ቡና ክጻወት ፈሪሙ

ሓለቃ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራን፡ ኮኾብ ተጻዋታይ ሴካፋን ሮቤል ተኽለሚካኤል፡ ምስ ኢትዮጵያዊት ክለብ ቡና ክሳብ ሰነ 2022 ክጻወት ከምዝፈረመ፡ እታ ክለብ ኣብ ወግዓዊ ድሕረገጽ ናይ ፌስቡካ ኣብ ዘስፈርቶ ጽሑፍ ኣፍሊጣ።

ሮቤል ተኽለሚካኤል ኣብ ኤርትራ ምስ ክለብ ቀይሕ ባሕሪ ክጻወት ምጽንሑ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ሴካፋ ጸወታ ኣዝዩ ብሉጽ ጸወታ ከምዘርኣየን፡ ብሉጽ ተጻዋታይ ተባሂሉ ከምዝተሓርየን ይፍለጥ።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Stay Connected

11,864FansLike
1,105FollowersFollow
27,800SubscribersSubscribe

እዋናዊ ጽሑፋት