ሶኒ 20 ለካቲት 2023 ክካየድ ኣብ ዝወዓለ ካልኣይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ: ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ብምውጻእ ዓወት ተጎናጽፉ። ሄኖክ ምሉእብርሃን ከም ብንያም ግርማይ ኣብ ዓበይቲ ዓለማዊ ውድድራት ስሙን ስም ሃገሩን ከዐዝዝ ዓወት ጨቢጡ ምህላው ኢዩ ተንተንቲ ስፖርት ዝገልጹ።
ኣብቲ ውድድር ሄኖክ ንብሪጣንያዊ ቬርነን ኤታን ስዒቡ ካልኣይ ኮይኑ ኢዩ ውድድሩ ዝዛመ።

ከዋሽንግተን እና ከለንደን እየተላለፈ ያለው መልዕክት ግልጽ ነው። የጎረቤት አገሮች ሉዓላዊነት መከበር አለበት፣ የተፈረሙ ስምምነቶች ተግባራዊ መደረግ አለባቸው፣…
ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመታት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ንቻርተር ሕቡራት ሃገራት ከምኡ’ውን ነቲ ኣብ 2018 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተኸተመ…
ጥንታዊት ሃገር ኣቢሲንያን (Abyssinia) ንዕኣ ተኪኣ ኣብ መፋርቕ 20 ክፍለ-ዘመን ምዝዛም ኤውሮጳዊ መግዛእቲ ኣፍሪቃ ዝተቐልቀለት ሃገረ ኢትዮጵያን፡…