ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ኮይኑ ተዓዊቱ

ሶኒ 20 ለካቲት 2023 ክካየድ ኣብ ዝወዓለ ካልኣይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ: ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ብምውጻእ ዓወት ተጎናጽፉ። ሄኖክ ምሉእብርሃን ከም ብንያም ግርማይ ኣብ ዓበይቲ ዓለማዊ ውድድራት ስሙን ስም ሃገሩን ከዐዝዝ ዓወት ጨቢጡ ምህላው ኢዩ ተንተንቲ ስፖርት ዝገልጹ።

ኣብቲ  ውድድር ሄኖክ ንብሪጣንያዊ ቬርነን ኤታን ስዒቡ ካልኣይ ኮይኑ ኢዩ ውድድሩ ዝዛመ።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Stay Connected

11,864FansLike
1,105FollowersFollow
27,800SubscribersSubscribe

እዋናዊ ጽሑፋት