ሽልማት ኖቤል ሰላም ናይ 2020 ን ፕሮግራም መግቢ ዓለም ተዋሂቡ

ሓደ ክፋል፡ውዱብ ሑቡራት ሃገራት ዝኾነ፥ፕሮግራም መግቢ ዓለም ፥ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ጥሚየት ከም መሳርሒ ውግእ  ንዝገብሮ ኣበርክቶ ንናይ ሎሚ ዓመት ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ከምዝኮነ ተፍሊጡ። በዚ መሰረት ከኣ ምስቶም ኣቐዲሞም ኖቤል ሰላም ዝተሸለሙ ተሸለምቲ መበል 101 ኮይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ። 

ከም ዝፍለጥ ዝሓለፈ ዓመት 2019  ተሸላሚ ሰላም ኖቤል ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ  ኣቢ ኣሕመድ አዩ። ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት ፥ን ፕረሲደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ን ፕረሲደንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሓዊስካ ብርክት ዝበሉ ሕጹያት ከምዝነበሩ ይዝከር።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Stay Connected

11,864FansLike
1,105FollowersFollow
27,800SubscribersSubscribe

እዋናዊ ጽሑፋት