ሰብኣዊ መሰል

ሊብያ፥ ኣብ መዕቖቢ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዘጋጠመ መጥቓዕቲ 1 ኤርትራዊ ሞይቱ

ኣብ ሊብያ ርእሰ ከተማ ትሪፑሊ፡ ብፍሉይ “ገርጋሪሽ” ኣብ ዝበሃል ቦታ ዝርከብ ግዝያዊ መዕቆቢ ገዛ ሱርባና ኣብ ልዕሊ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ስደተኛታት መጥቓዕቲ ከም ዘጋጠመ መስራትን ዳይርክተርን ትካል “ሰብኣዊ ትካል ሱርባና” ኣቶ…