ናብ መዓስከር ስደተኛታት ክበጽሑ ዝፈተኑ ኣባላት ው.ሕ.ሃ ከምዝተዓግቱን ከምዝተተኮሰሎምን ተሓቢሩ
ኣባላት ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናብ መዓስከር ስደተኛታት ክበጽሑ ኣብ ዝፈተንሉ፡ ከም ዝተዓገቱን ከም ዝተተኮሰሎምን ተሓቢሩ። ናብ መዓስከር ስደተኛታት ሽመልባ ክብጽሑ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ውድብ ሕብራት ሃገራት፡ ምሕላፍ ከም ዝተኸልኡን፡…
ኣባላት ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናብ መዓስከር ስደተኛታት ክበጽሑ ኣብ ዝፈተንሉ፡ ከም ዝተዓገቱን ከም ዝተተኮሰሎምን ተሓቢሩ። ናብ መዓስከር ስደተኛታት ሽመልባ ክብጽሑ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ኣባላት ውድብ ሕብራት ሃገራት፡ ምሕላፍ ከም ዝተኸልኡን፡…
ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜናን፡ ገጻት ማሕበራዊ ሜድያን፡ መንግስቲ ፌዳራል ኢትዮጵያን፡ ኣካላት ብሄራዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ…
ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ኣሜሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዝኾነ ቲቦር ናግይ ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ነዚ ብዓሰርተ ኣርባዕተ ሕዳር ኣብ…
ኣብ ትግራይ ኣብ ኣርባዕተ መዓስከራት ተዘርጊሖም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብ ውሑስ ቦታ ክጉዑዙ ሓደ ትካል ሰብኣዊ ሓገዝ…