ኣሃዛት ኣይኮኑን፡ ሰባት’ዮም።
ካብታ ኣብ ታሪኻ ካብ መግዛእቲ ተላቒቓ ዘይትፈልጥ ኤርትራ፣ ስደት ሓድሽ ተርእዮ እኳ እንተዘይኮነ፣ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ዝተራእየ፣ዘይንቡር ፍልሰት ዜጋታታ ግን፣ነታ ሃገር ናብ ፍጹም ቅልውላው ዝሸመመን፣ ማሕበረሰብ ዓለም ዘዛረበን ክኸውን ኣኽኢልዎ…
ካብታ ኣብ ታሪኻ ካብ መግዛእቲ ተላቒቓ ዘይትፈልጥ ኤርትራ፣ ስደት ሓድሽ ተርእዮ እኳ እንተዘይኮነ፣ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ዝተራእየ፣ዘይንቡር ፍልሰት ዜጋታታ ግን፣ነታ ሃገር ናብ ፍጹም ቅልውላው ዝሸመመን፣ ማሕበረሰብ ዓለም ዘዛረበን ክኸውን ኣኽኢልዎ…
መግለጺ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ከለንን ከባቢኣን ብምኽንያት 18 መስከረም! ቅድሚ 19 ዓመታት፡18 መስከረም 2001 ንኤርትራን ኤርትራውያንን ነጥበ መቕይሮ ጸላም…
ማቲዎስ ሃብተኣብ ይበሃል(ማቹ) ኣብ ጎዳይፍ ተወሊዱ ዝዓበየ ኮይኑ ናይ ሓንቲ ካብተን ህቡባት ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ኣብ ሃገርና ዝነበራ:…
ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ዝወሰደቶ ጸቃጢ ስጉምቲ ኣዝዩ ሰፊሕን ካብቲ ክባሃል ዝቀነየ ከኣ ኣዝዩ ዝዓበየ ምኻኑ…