ቀንዲ

ኣብ ኢትዮጵያ መንነት ዘተኮረ ፍተሻ:ኣብ ኤርትራውያን ከኸትሎ ዝኽእል ሳዕቤን 

ኣብ ጉዳይ ስደተኛታትን ሰብኣዊ መሰላትን ጸቒጣ እትነጥፍ  ውርይቲ እንግሊዛዊት ጋዜጠኛ ሳሊ ሃይደን፣ ገዛ ገዛ እንዳዘወርካ ትግራዎት ምፍታሽን መንነት ወረቐት ናይ ምሕታትን  ስርሓት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ከምዘሎ ዝመጻ ዘሎ…