ኣስታት 15 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተበቲኖም ከምዘለው ARRA ኣፍሊጡ
ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዝነበሩ ኣስታት ሓምሳ ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣስታት 15 ሽሕ ዝኾኑ ካብ ተዓቚቦምሉ ዝነበሩ መዓስከራት ሃዲሞም ኣብ ፎቆዶ ተበቲኖም ከምዘለዉ ትካል ምምሕዳር ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስትን ኢትዮጵያ…
ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዝነበሩ ኣስታት ሓምሳ ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣስታት 15 ሽሕ ዝኾኑ ካብ ተዓቚቦምሉ ዝነበሩ መዓስከራት ሃዲሞም ኣብ ፎቆዶ ተበቲኖም ከምዘለዉ ትካል ምምሕዳር ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስትን ኢትዮጵያ…
ኤርትራውያን ተቐማጦ ስዊዘርላንድ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብትሪ ብምኹናን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ኣብቲ ሎሚ 04…
ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሓዳር ኣብ ዝጅመረ ኲናት ኣብ ሞንጎ ፌደራልዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ንትግራይ ዝመርሕ ዝነበረ ህወሓትን፡ ኣብቲ ክልል…
ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ካብ ርእሰ ከተማ ናይ’ታ ሃገር ኣስታት 400 ኪሎ ሜተር ርሕቃ ኣብ ትርከብ ከተማ፡…