ቀንዲ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንመዓስከራት ስደተኛታት ሽመልባን ሕጻጽን ክዓጽዎ ምዃኑ ሓቢሩ

ኣብ ዝሓላፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ከቢድ ሽግር ከምዝወደቀ ዝተነግረሉ መዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራውያን ሽመልባን ሕጻጽን፡ መንግስቲ ክዓጽዎ ከምዝወሰነ ዳይርክተር መንግስታዊ ትካል ስደተኛታትን ተመለስቲ ካብ ስደትን (ARRA) ኣቶ ተስፍሁነይ ጎበዛይ፡ ትማሊ ኣብ…