ቀንዲ

ፌስቡክ ኣብ ልዕሊ ግጉይ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ሰባት ስጉምቲ ክወስድ እዩ

ፌስቡክ ትማሊ ሮቡዕ 26 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡  ኣብቲ ፕላትፎርም ኮይኖም ጌጋ ሓበሬታ ዘመሓላላፍን ዝዝርግሑን ሰባት ተሪር ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ሮይተርስ ኣብ መርበቡ ኣብ ዘስፈሮ ዜና ኣፍሊጡ። ካብ ወርሒ ጥቅምቲ…