ቀንዲ

ሱዳን፡ ቢልዮናት ዶላራት ዝነበራ ልቃሕ ተሰሪዝላ

ኣብ ፓሪስ ዝቅናዕ ዘሎ ብዙሓት ሃገራትን ኣህጉራውያን ውድባትን ዘሳትፍ ንቑጠባ ሱዳን ንምሕዋይ ዝዓለመ ፓሪስ ኮንፈረንስ፡ ሱዳን ኣትያቶ ዝጸንሐት ናይ ቢልዮናት ዶላራት ልቃሕ፡ ጣልያን፡ ፈረንሳ፡ ኲውየት፡ ቻይና፡ ስዑዲ ዓረብን ጀርመንን ንዝጸንሐ…