ቀንዲ

እስራኤል ድሕሪ 4 ምርጭታት መንግስቲ ከተቕውም በቂዓ

ነዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት መንግስቲ ኣብ ምቛም ክትሽገር ዝጸንሐትን፡ 4 ግዜ ተኸታታሊ ምርጫ ዘካየድትን እስራኤል፡ ብ 2 ሰነ 2021 ብ ያኢር ላፒድ ዝምራሕ ኣንጻር ዕብለላ ቀዳማይ ሚንስተር እስራኤል በንጃሚን ነታንያሁ…