ኣሜሪካ፥ ምርጫ ኢትዮጵያ ከቢድ ሻቕሎት ከምዘሕደረላ ገሊጻ
ዝመጽእ 21 ሰነ 2021 ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝካየደሉ ዘሎ ኩነት ከቢድ ሻቕሎት ከምዝፈጥረላ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ገሊጻ ክብል ሮይትሮስ ኣብ ጸብጻቡ ኣስፊሩ። ኣሜሪካ ፖለቲከኛታትን ዓብይቲ ዓዲን ምስ’ዚ ክካየድ ተወጢኑ…
ዝመጽእ 21 ሰነ 2021 ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝካየደሉ ዘሎ ኩነት ከቢድ ሻቕሎት ከምዝፈጥረላ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ገሊጻ ክብል ሮይትሮስ ኣብ ጸብጻቡ ኣስፊሩ። ኣሜሪካ ፖለቲከኛታትን ዓብይቲ ዓዲን ምስ’ዚ ክካየድ ተወጢኑ…
ኣብ ጣልያን ዝካየድ ዘሎ ካልኣይ መዓልቱ ኣቑጺሩ ዝርከብ ዙር ጣልያን ትሕቲ 23 ዓመት፡ ኣብቲ ውድድር ምስ ጋንታ ኲቤካ…
ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ንወተሃደራዊ ሓላፊ ሱዳን ብምጥቃስ ብ 2 ሰነ ከምዝጸብጸበቶ፡ እቲ ኣብ ግዜ ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር፡ ምምስራት…
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ክልል ትግራይ ክስሕብ ከምዝጀመረ ኣፈኛ ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢ ኣሕመድ፡ ብሌኔ ስዩም ፡ ብሓሙስ 3 ሰነ…