ቀንዲ

ኣብ ክልል ዓፋር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሰብኣውን ጸጥታውን ኲነታቶም ኣብ ሓደጋ ወዲቁ ምህላዉ ተሓቢሩ

ኣብ ከተማ ሎንድን ዝመደበሩ፡ ብትካል ተጣባቂ ሰብኣዊ መሰላት ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር( Red Sea Afar Human Rights organization,RSHARO) ናብ ዋና ጻሓፊ ላዕላዋይ ተጻዋዒ ስደተኛታት ዉዱብ ሑቡራት ሃገራት(UNHCR) ፍሊፐ ግራንደ፡ ኣብ ዝለኣኾ…