ቀንዲ

ብስም ተቓላሲ ንፍትሕን ዴሞክራስን ኣምበሳድር ነበር ኣድሓኖም ገብረማርያም ፋውንደሽን ተመስሪቱ

ብስም ቅድም ሓደ ዓመት ካብዛ ዓለም ብሞት ዝተፈለየ፡ ኣብ ቃልሲ ንሓንርነትን ዴሞክራስን ፍትሕን ልዑል ስም ዘለዎ ኣድሓኖም ገብረማርያም “ፋውንደሽን ኣድሓኖም ንማሕበራዊ ፍትሒ” ዝተሰምየ ፋውንደሽን ከምዝተመስረተ እቲ ፋውንደሽን ናብ ሰቲት ኣብ…