ኣብ ኣፍሪቃ ብሚልዮናት ዝቑጸር ክታበት ኮቪድ-19 መዓልቱ ከምዝወደቀ ተፈሊጡ
ማዕከን ሓበሬታ ኣልጀዚራ ብ ሓሙስ 20 ጥሪ ብዘስፈሮ ጸብጻብ መሰረት፡ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ፡ 2.8 ሚልዮን ክታበት ኮቪድ-19 መዓልቱ ኣኺሉ ከምዝተጓሕፈ ሓቢራ። እታ ማዕከን ሓበሬታ ን ዳይርክተር ማእከል ምቑጽጻር ሕማማት ኣፍሪቃ(CDC)…
ማዕከን ሓበሬታ ኣልጀዚራ ብ ሓሙስ 20 ጥሪ ብዘስፈሮ ጸብጻብ መሰረት፡ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ፡ 2.8 ሚልዮን ክታበት ኮቪድ-19 መዓልቱ ኣኺሉ ከምዝተጓሕፈ ሓቢራ። እታ ማዕከን ሓበሬታ ን ዳይርክተር ማእከል ምቑጽጻር ሕማማት ኣፍሪቃ(CDC)…
ሓደ ካብ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣመሪካ፡ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን፡ ዝሓለፈ ናይ ተሌፎን ርክብ ኣብ…
ኣብ ጣልያን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ሃገር ጭራ ቁረጽ ውድድር ዝሳተፉ ዘለዉ ኣትሌታት ራሄልን ዳኒኤልን ኣሮን ክፍለን፡ ሎሚ…
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ብፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተ ህጻናት ዝርከብዎም፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት…