ቀንዲ

መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ዜጋታቱ 25 ኪሎሜተር ካብ ዶባት መሬት ኤርትራ ዝርከብ ቦታታት ጉዕዞ ከይገብሩ ኣጠንቂቑ

መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ዜጋታቱ 25 ኪሎሜተር ኣብ ከባቢ ዶባት ምንቅስቃስ ከይገብሩ፡ ኣብ ናይ ጉዑዞ ሓበሬታን መጠንቀቕታን ብምሃብ ክሳብ ሕጂ ዶባት ኤርትራ ዕጽው ሙዃኑ ድሕሪ ምሕባር፡ ኣህጉራዊ በራራት…