ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፡ ንውጽኢት ዩሲኣይ ኣፍሪቃ(UCI AFRICA) ብሒቶሞ
ንዝሓለፈ ዓመትን፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሕን ብብንያም ግርማይ ክምራሕ ዝጸንሐ ወርሓዊ ጸብጻብ፡ ብድምር ነጥቢ ዝመርሑ ዘለዉ ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ፡ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ፕሮፈሽናላት ተቐዳደምቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ብምስራዕ ብሒቶሞ። ተቐዳደምቲ ብንያም ግርማይ፡…
ንዝሓለፈ ዓመትን፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሕን ብብንያም ግርማይ ክምራሕ ዝጸንሐ ወርሓዊ ጸብጻብ፡ ብድምር ነጥቢ ዝመርሑ ዘለዉ ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ፡ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ፕሮፈሽናላት ተቐዳደምቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ብምስራዕ ብሒቶሞ። ተቐዳደምቲ ብንያም ግርማይ፡…
ንመበል 17 ግዜ ዝሰላሰል ዘሎ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022 ሎሚ 23 መጋቢት መጋረጅኡ ኣብ ዝኸፈተሉ ኤርትራ…
ሎሚ 6 መጋቢት ጀሚሩ ን ሸሞንተ መድረኻትን፡ መዛዘሙ ጸወታን ዝዓምም ዙር ፓሪስ ናይስ (Paris Nice) ምስ ጋንትኡ ኢንተርማች…
ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ ብዝብል ቅጽል ስም እትፈለጥ ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ፡ ኣብ ኣይቮሪኮስት ክካየድ ተመዲቡ ኣብ ዘሎ…