ቀንዲ

ቢንያም ግርማይን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ብሉጽ ውጽኢት ኣመዝጊቦም

ሓሙሻይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ጂሮዲ ኢታሊ ሎሚ 11 ግንቦት ኣብ ዝተሰላሰለሉ፡ ቢንያም ግርማይ መበል ሓሙሻይ ደረጃ፡ ከምኡ’ውን ናትናኤል ተስፋጽዮን ሻሙናይ ደረጃ ብምውጻእ፡ ኣብ ቅጽበታዊ ውድድር ብሉጽ ውጽኢት ኣመዝጊቦም። ሓያል ምድፍፋን…