ፕረዚደንት መሓመድ ፈርማጆ፡ ንዕዉት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ሓሰን ማሕሙድ እንቋዕ ሓጎሰካ ኢሉ
ንዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት ፕረዚደንት ሶማል ኮይኑ ዝመርሐ፡ ኣብዚ ትማሊ 15 ግንቦት ዝተኻየደ ምርጫ ዝተሳዕረ፡ ፕረዚደንት መሓመድ ፈርማጆ፡ ኣብ ትዊተር ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ ንዕዉት ዓስራይ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል፡ ሓሰን ማሕሙድ እንቋዕ…
ንዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት ፕረዚደንት ሶማል ኮይኑ ዝመርሐ፡ ኣብዚ ትማሊ 15 ግንቦት ዝተኻየደ ምርጫ ዝተሳዕረ፡ ፕረዚደንት መሓመድ ፈርማጆ፡ ኣብ ትዊተር ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ ንዕዉት ዓስራይ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል፡ ሓሰን ማሕሙድ እንቋዕ…
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ኣብ ገዳም ደብረ-ጽጌ ኣቡነ ዮናስ ዝነበሩ ሓሙሽተ መንኮሳት ከምዝተኣስሩ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገር፡ ሃገረ ስብከት መስሪቶም…
ብሰፋሕቲ ጎላጉል ዝተዓብለለ ኣስታት 192 ኪሎሜተር ዝሸፈነ ሻድሻይ መድረኽ ጂሮዲ ኢታሊ 2022፡ ቀጺሉ ኣብ ዝወዓለሉ ቢንያም ግርማይ፡ ንከምበዓል…
ኣብ መፋርቅ ዓመተ 2020 ዝጀመረ ጎስጓስ ን ቋንቋ ትግሪኛ ኣብ ከብሕታት ጐጉል ምቱርጋም መሳርሒ(Google translate)፡ ድሕሪ ልዕሊ ዕስራ…