መንግስቲ ኢትዮጵያን ን ሓይልታት ትግራይን ናይ ፈለማ ዘተ ስላም ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከካይዱ ትጽቢት ይግበር
ድሕሪ ናይ ኣስታት ክልተ ዓመት ደማዊ ውግእን ዘይዕውት ፈተነታት ጻዊዒት ንሰላም ብኣመሪካን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን፡ ልኡኻት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ን 24 ጥቅምቲ ብሕብረት ኣፍሪቃ (Africa Union) ዝምእከል ናይ ፈለማ ወግዓዊ…
ድሕሪ ናይ ኣስታት ክልተ ዓመት ደማዊ ውግእን ዘይዕውት ፈተነታት ጻዊዒት ንሰላም ብኣመሪካን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን፡ ልኡኻት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ን 24 ጥቅምቲ ብሕብረት ኣፍሪቃ (Africa Union) ዝምእከል ናይ ፈለማ ወግዓዊ…
መንሽሮ ጡብ፡ ብዘይካ መንሽሮ ቆርበት ኣብ ደቂ-ኣንስትዮ ልሙድ ዝኾነ ዓይነት መንሽሮ እዩ። እዚ ኸኣ ካብ ሸሞንተ ደቀ-ኣንስትዮ እታ…
ኤርትራዊ ተዋሳኣይ ሰዓረ ፍጹም፤ ንስልማት ሶቲጊ ከምዝተሮቝሐ ተፈሊጡ። ስልማት ሶቲጊ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ስልማት ምዃኑ…
ሱዳን ትሪብዩን ንዝተፈላለያ ኣብ ሱዳን ዝርከባ ማሕበራት ስደተኛታትን ተራድኦን መወኪሲ ብምግባር ብዘስፈሮ ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብ ሱዳን ልዕሊ 130…