ናይ ወጻኢ ሓይልታት ን መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያ የተዓናቕፎ ከምዘሎ ማይክ ሃመር ሓቢሩ
ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ማይክ ሃመር፡ ካብ ዕለት 5 መስከረም ክሳብ 16 መስከረም 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምብጻሕ ኣመልኪቱ ኣብ ማእከል መራኸቢታት ኣፍሪቃ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቡ። እቲ…
ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ማይክ ሃመር፡ ካብ ዕለት 5 መስከረም ክሳብ 16 መስከረም 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምብጻሕ ኣመልኪቱ ኣብ ማእከል መራኸቢታት ኣፍሪቃ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቡ። እቲ…
ፍሉይ ልኡኽ ሕብራት መንግስታት ኣሜሪካ ማይክ ሃመር ብዓርቢ 2 መስከረም 2022 ናብ ኢትዮጵያ ከምዝምረሐ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ጸሓፊት…
ህዝቢ ኤርትራ፣ ድሕሪ እቲ ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያን ዘሕለፎ ፈታኒን፣ ክብርታቱ ዝባሕጎገን ኣተሓሕዛ ባዕዲ፣ ምስ ምምጻእ እንግሊዝ ፍታሕ…
ኣብ ሽወደን ዞባ ቨስትማንላንድ ዝነብር ኤርትራዊ ጸሓፊ ጸጋይ መሓሪ ተመርዖ፡ ተሸላሚ ናይ’ቲ በቲ ዞባ ዚዕደል ሽልማት ኮይኑ። እዚ…