ትራምፕ ዳግማይ ንፕርዝደንታዊ ምርጫ ከምዝወዳደር ኣፍሊጡ
መበል 45 ኮይኑ ንሕብራት መንግስታት ኣመሪካ ን4 ዓመት ዝመርሐ ፕረዝደንት ትራምፕ፡ ኣብዚ ብ2024 ኣብ ዝካየድ ፕረዝደንት ምርጫ ከምዝወዳደር ኣፍሊጡ። ፕረዝደንት ትራምፕ፡ ኣብቲ 6 ጥሪ 2020 ዝጋጠመ ናዕቢ፡ ግደ ነይርዎ ብዝብል፡…
መበል 45 ኮይኑ ንሕብራት መንግስታት ኣመሪካ ን4 ዓመት ዝመርሐ ፕረዝደንት ትራምፕ፡ ኣብዚ ብ2024 ኣብ ዝካየድ ፕረዝደንት ምርጫ ከምዝወዳደር ኣፍሊጡ። ፕረዝደንት ትራምፕ፡ ኣብቲ 6 ጥሪ 2020 ዝጋጠመ ናዕቢ፡ ግደ ነይርዎ ብዝብል፡…
ድሕሪ ናይ ዓሰርተ መዓልታት ስቱር ዝርርብ፤ ብ 2 ሕዳርኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፤ ኣብ ሞንጎ ህወሓትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ስምምዕ ሰላም ተኸቲሙ።…
“ወላ እኳ እዚ ግጭት ካብ ዝጅምር ዓቢ ግደ ይሃልዋ፤ ኤርትራ ኣብዚ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ ሰላም…
ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክካየድ ንዝጸነሐ ኣዕናዊ ግጭት ሰላማዊ መፍትሒ ንምንዳይ፤ ካብ 25 ጥቅምቲ…