ቀንዲ

ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ -“ንኩሉ እንቋዕ ኣርከብኩሉ”

“ንኩሉ እንቋዕ ኣርከብኩሉ” ትብል ደርፊ ኣቦና ነፍስሄር ተኽለሚካኤል (ወዲ ገብሩ) ንመን ትግበኦ እንተደኣ ኢልና ፥ንናይጀሪያዊ መራሒ ነበር ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ ዝወዳደሮ የለን። ኦባሳንጆ ዘይኮኖን ዘይረኣዮን የለን። ንሽግርን ክብረትን ከከም ኣመጻጽእአን ዘአንገደ…