ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ (ዳባት) ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ሞይቱ
ኣብ ክልል ኣምሓራ ከባቢ ዳባት ዝተባህለ ተደኲኑ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ፡ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ብሰንኪ ሕጽረት ሕክምናን መጓዓዝያን ህይወቱ ክሓልፍ ከምዝኸኣለ፡ ራድዮ ኤረና ንምንጭታታ ብምጥቃስ ሓቢራ። እቲ ኣብ 35 ዕድመ ዝርከብ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ከባቢ ዳባት ዝተባህለ ተደኲኑ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ፡ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ብሰንኪ ሕጽረት ሕክምናን መጓዓዝያን ህይወቱ ክሓልፍ ከምዝኸኣለ፡ ራድዮ ኤረና ንምንጭታታ ብምጥቃስ ሓቢራ። እቲ ኣብ 35 ዕድመ ዝርከብ…
ብመሰረት ካብ ትካል ውድብ ሕብራት ሃገራት ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ዝተፈለለዩ ዞባውን ኣህጉራውን ኣካየድቲ ስራሕ ዝሓቖፈ፡ 24 ዝኣባላቱ ጉጁለ ወኪል…
ወሃቢ ቃል ላዕለዋይ ተጸዋዒ ስደተኛታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ቦሪስ ቸሺርኮቭ፡ ብ 21 ጥሪ 2021 ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡…
ልዕሊ ሓደ ዓመት ዘቑጸረ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ሰለማዊ ፍታሕ ክርከቦ ተስፍታት ከምዘሎን፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ቀረባ ግዜ ተኹሲ…