ዞባዊ ዜና

ኣሜርካ መበል ሳልሳይ ግዜ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብረቡዕ 1 ሰነ ኣብ ትዊተር ኣብ ዝስፈሮ መልእኽቲ፡ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝተሸመ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ን ኣምባሳደር…