ዞባዊ ዜና

ሶማል ኣብ ሞንጎ ፕረዚደንትን ቀዳማይ ሚንስተራን ምርጫ ታሕተዋይ ባይቶ ክካየድ ተሰማሚዖም

ብ ሰንኪ ዘይምስምማዕ ኣብ መንጎ ቀደማይ ሚንስተር ሶማል መሓመድ ሑሴን ሮብለን ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ(ፋርማጆ)፡ ብተደጋጋሚ ክደናጎ ዝጸንሐ ምርጫ ሰማል፡ ኣብ ሞንግኦም ብዝተገብረ ሓድሽ ስምምዕ፡ ምርጫ ታሕታዋይ ባይቶ ሶማል፡…