ዞባዊ ዜና

ሰራዊት ኢትዮጵያ ንመቐለ ከም ዝተቆጻጸረ ኣፍሊጡ

ንኣስታት ስለስተ ሰሙን ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ድሕሪ ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ጎንጺ፡ ሎሚ ሕዳር 28 ንርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ መቐለ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝተቆጻጸረ ኣቢይ ኣሕመደ ኣፍሊጡ።…