ግብጽን ኡጋንዳን፡ ኣብ ምልውዋጥ ስለያዊ ሓበሬታ ዘተኮረ ስምምዕ ተፈራሪመን
ኡጋንዳን ግብጽን ብ7 ሚያዝያ 2021 ኣብ ጉዳይ ምልውዋጥ ወተሃደራዊ ስለያዊ ሓበሬታ ዘተኮረ ስምምዕ ተፈራሪመን። ብመሰረት ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ እቲ ስምምዕ ኣብ መንጎ ክልቴን ሃገራት ኣብ ካምፓላ ዝተገበረሉ ግዜ፡ ላዕለዋይ ባዓል ስልጣን…
ኡጋንዳን ግብጽን ብ7 ሚያዝያ 2021 ኣብ ጉዳይ ምልውዋጥ ወተሃደራዊ ስለያዊ ሓበሬታ ዘተኮረ ስምምዕ ተፈራሪመን። ብመሰረት ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ እቲ ስምምዕ ኣብ መንጎ ክልቴን ሃገራት ኣብ ካምፓላ ዝተገበረሉ ግዜ፡ ላዕለዋይ ባዓል ስልጣን…
ካናዳ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ፈረንሳ፡ እንግሊዝ፡ ጣልያን፡ ጃፓንን ጀርመንን ዝሓቁፍ፡ ብ ጉጅለ 7 ዝፍለጣ ሃገራት፡ ምስ ዝለዓለ ወኪል…
ወሃቢ ቃል ምኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ፡ ኣምበሳድር ዲና ሙፍቲ፡ ትማሊ 30 መጋቢት፡ ብዛዕባ ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ…
ምስቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ዑደት ዝፈጸመ ሚኒስተር ምህዞን ተክኖሎጂን ናይ’ታ…