ዞባዊ ዜና

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንክታበት ኮሮና ዝኸውን 87 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ከምዘድሊ ተሓቢሩ

ትካል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (IOM) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ርትዓዊ ቀረብ ክታበት ኮሮና ንምሕጋዝን ሳዕቤናት ኮቪድ 19 ንምቕላልን ዝኸውን 87 ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ከምዘድሊ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ኣብ ዝዘርገሖ ጽሑፍ…