ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ከተውጽእ ተሰማሚዓ
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ሎሚ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኤርትራ ዘካየዶ ምብጻሕ ስራሕ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ምስ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብዝገበሮ ዝርርብ ምሰረት፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ከምዝተሰማምዑ…
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ሎሚ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኤርትራ ዘካየዶ ምብጻሕ ስራሕ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ምስ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብዝገበሮ ዝርርብ ምሰረት፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ከምዝተሰማምዑ…
ከተማ ጀኔቫ – ስዊዘርላንድ 15 መጋቢት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተኻየደ ኲናት ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ፡ 16 መጋቢት ድማ…
ትማሊ 10 መጋቢት 2021 ኣስታት 40 ኣምበሳድራትን ዲፕሎማሰኛታትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ መቐለ ምብጻሕ ከምዝፈጸሙ ተሓቢሩ። እቶም…
ብስም ‘ሕጊ ምኽባር’ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ዘሎ ኲናት ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ሕቡራት መንግስታት…