ዞባዊ ዜና

ኤርትራ፡ ሱዳን ንዘወሰደቶ ተበግሶ፡ ሽግር ጉዳይ ዶብ ኤርትራ ዘይሕውስ ምዃኑ ቅሬታ ከምዘለዋ ተገሊጹ

ኣብ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት፡ ብ ሚንስተር ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ ዝምራሕ ልኡክ፡ ካብ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝተላእከ መልእኽትን፥ መንግስቲ ሱዳን ከምኡ’ውን ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ግጭት ኣፈታትሕኡን ብ ኢጋድ ተማእኪሉ…