ግብጽን ሱዳንን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን
ንወተሃደራዊ ሜድያ ሱድን ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ዝተባህለት ማዕከን ዜና፡ ሱዳንን ግብጽን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ዘኽእለን ስምምዕ ብመንገዲ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ኣዘዝቲ ከምዝኸተማ ሓቢራ። እቲ መዓልቲ ክግለጽ ዘይተኻእለ ስምምዕ ካብ ሱዳን ላዕለዋይ…
ንወተሃደራዊ ሜድያ ሱድን ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ዝተባህለት ማዕከን ዜና፡ ሱዳንን ግብጽን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ዘኽእለን ስምምዕ ብመንገዲ ላዕለዎት ወተሃደራውያን ኣዘዝቲ ከምዝኸተማ ሓቢራ። እቲ መዓልቲ ክግለጽ ዘይተኻእለ ስምምዕ ካብ ሱዳን ላዕለዋይ…
ዝመጽእ 21 ሰነ 2021 ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝካየደሉ ዘሎ ኩነት ከቢድ ሻቕሎት ከምዝፈጥረላ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ገሊጻ…
ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ንወተሃደራዊ ሓላፊ ሱዳን ብምጥቃስ ብ 2 ሰነ ከምዝጸብጸበቶ፡ እቲ ኣብ ግዜ ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር፡ ምምስራት…
ብ28 ግንቦት ፕረዚደንት ኢራን ሓሰን ርሓኒ ናብ መዝንኡ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ሳህለ ወርቅ፡ ብምኽንያት ዝኽሪ ምእላይ ስርዓት ደርግ ኣመልኪቱ…