ፕረዚደንት ኣሜሪካ ንህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብኣጋጣሚ በዓል ቁድስ የውሃንስ የውሃና ይብል
ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ጆሰፍ ባይደን ምስ በዓልቲ ቤቱ ዶር. ጂል ብኣጋጥሚ በዓል ቁዱስ የውሃንስ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ የውሃና መልእኽቲ ኣብ ዝገልጽ ዝወጸ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝቅጽል ዘሎ ውሽጣዊ ግጭት…
ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ጆሰፍ ባይደን ምስ በዓልቲ ቤቱ ዶር. ጂል ብኣጋጥሚ በዓል ቁዱስ የውሃንስ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ናይ የውሃና መልእኽቲ ኣብ ዝገልጽ ዝወጸ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝቅጽል ዘሎ ውሽጣዊ ግጭት…
መንግስቲ ሱዳን፡ ብ ማሓበረሰብ ዓለም ዝተደገፈ ናይ ዕርቂ ሽምግልና ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ህውሓትን ተበግሶ ከምዝወሰደ፡ ሱዳን…
ኣብ እስራኤል ኣብ ከተማ ተል ኣቪቭ ዝቕመጡ ኣስታት 325 ዝኾኑ ወለዲ ህጻናት ሓተቲ ዑቅባ፡ ኣብ ምምሕዳር ተል ኣቪቭ…
ብመሰረት ቢቢሲ ክፍሊ ትግርኛ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ ኣብ መዓስከራት ማይ-ዓይንን ዓዲ-ሓሩሽን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብቲ ኣብ…