ደብዳብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ነፋሪት ሰብኣዊ ረዴኤት ኣተዓናቚፉ
ሰብኣዊ ረዲኤት ዝሓዘት ነፋሪት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብሰንኪ ደብዳብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ናብ ከተማ መቐለ ክትገብሮ መዲባቶ ዝነበረት ምብጻሕ ኣቛሪጻ ከይዓለበት ከምዝተመልሰት ሮይቶርስ ገሊጹ። ብመሰረት ሮይቶርስ እታ…
ሰብኣዊ ረዲኤት ዝሓዘት ነፋሪት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብሰንኪ ደብዳብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ናብ ከተማ መቐለ ክትገብሮ መዲባቶ ዝነበረት ምብጻሕ ኣቛሪጻ ከይዓለበት ከምዝተመልሰት ሮይቶርስ ገሊጹ። ብመሰረት ሮይቶርስ እታ…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ናይታ ሃገር ጣልቃ ኣትዮም ኢሉ ብምኽሳስ ንሸውዓተ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕብራት ሃገራት ከምዘባርር ኣፍሊጡ።…
ኣብ ሱዳን ዝተፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝፈሸለ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ግዝያዊ መንግስቲ ሱዳን ሎሚ ኣብ ዝዝርግሖ ሓበሬታ፡…
ፕረዚደንት ኣመሪካ፡ ጆኦ ባይደን ን ጉዳይ ቅልውላው ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ፡ ብ ዕለት 17 መስከረም 2021 ሓድሽ…