ፕሮፈሽናላት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንደረጃ ዩሲኣይ ኣፍሪቃ ካብ 1ይ ክሳብ 7ይ ዘሎ ደረጃ ብሒቶሞ
ፕሮፈሽናላት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንደረጃ ዩሲኣይ ኣፍሪቃ ካብ 1ይ ክሳብ 7ይ ዘሎ ደረጃ ብሒቶሞ። ብመሰረት ዩሲኣይ ኣፍሪቃ ዘውጽኦ ተርታ ተቐዳደምቲ ኣፍሪቃ፡ ቢንያም ግርማይን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ናይ ቀዳማይን ካልኣይን ክሕዙ ከለዉ፡ ናትናኤል…
ፕሮፈሽናላት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንደረጃ ዩሲኣይ ኣፍሪቃ ካብ 1ይ ክሳብ 7ይ ዘሎ ደረጃ ብሒቶሞ። ብመሰረት ዩሲኣይ ኣፍሪቃ ዘውጽኦ ተርታ ተቐዳደምቲ ኣፍሪቃ፡ ቢንያም ግርማይን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ናይ ቀዳማይን ካልኣይን ክሕዙ ከለዉ፡ ናትናኤል…
ተቐዳዳማይ ብሽክለታ፡ ኣማንኤል ገብረግዛብሄር፡ ኣብ ውድድር ቮልታ ካታሎንያ፡ ኣብ ናይ መወዳእታ መድረኽ ናይቲ ውድድር፡ ተቐዳደምቲ ኣብ ልዑል ፍጥነት…
ተቐዳዳማይ ክለብ ባይክ ኤይድን ተዓዋቲ ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022 ሄኖክ ሙሉእብርሃን፡ ናብ ናይ ፕሮ ሲርየስ(pro series) ዝኾነት ጋንታ ክሰጋገር…
ተዓዋቲ ብሩር ነሓስ መዳልያ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቻምፕዮን ዓለም 2021 ቤልጁምን፡ ናይ መጀመርታ ተዓዋቲ ኣፍሪቃዊ ኣብ ዎርልድ ቱርን…