ዜና

ፕረዚደንት መሓመድ ፈርማጆ፡ ንዕዉት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ሓሰን ማሕሙድ እንቋዕ ሓጎሰካ ኢሉ

ንዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት ፕረዚደንት ሶማል ኮይኑ ዝመርሐ፡ ኣብዚ ትማሊ 15 ግንቦት ዝተኻየደ ምርጫ ዝተሳዕረ፡ ፕረዚደንት መሓመድ ፈርማጆ፡ ኣብ ትዊተር ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ ንዕዉት ዓስራይ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል፡ ሓሰን ማሕሙድ እንቋዕ…