ዜና

ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ መንግስቲ ክልል ትግራይን ኣብ ታንዛንያ ክራኸቡ ሙዃኖም ተሓቢሩ

ኣብ ፍራንስ ትሕተም ሊሞንደ ዝተባህለት ጋዜጣ ወከልቲ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል መንግስቲ ትግራይን ኣብ መወዳእታ ናይ ወርሒ ሰነ ኣብ ሃገረ ታንዛንያ ክራኸቡ ምዃኖም ካብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዲፕሎይማስያዊ ምንጭታት ዝርከብዎም…