ዜና

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፡ ንውጽኢት ዩሲኣይ ኣፍሪቃ(UCI AFRICA) ብሒቶሞ

ንዝሓለፈ ዓመትን፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሕን ብብንያም ግርማይ ክምራሕ ዝጸንሐ ወርሓዊ ጸብጻብ፡ ብድምር ነጥቢ ዝመርሑ ዘለዉ ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ፡ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ፕሮፈሽናላት ተቐዳደምቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ብምስራዕ ብሒቶሞ። ተቐዳደምቲ ብንያም ግርማይ፡…