ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ዜና

ጊሰን:- ፈስቲቫል ኤርትራ ተሰሪዙ

ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሓምለ ዕለት 8 ጀሚሩ ክካየድ ተመደቡ ዝነበረ ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ብምምዕዳር ከተማ ጊሰን ከም ዝተዘረዘ ብሓሙስ 29 ስነ፡ ካብ ጀርመን ዝተረኽበ ሓበሬታ...

ኤርትራ 166 ገፈፍቲ ዓሳ የመን ትፈትሕ

ኤርትራ ካብቶም ኣሲራቶም ዝጸነሐት 267 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ነቶም 166 ከምዝፈተሐቶም ተሓቢሩ። እቲ ምፍታሕ የመናውያን ኡሱራት ኣብ ክልተ ጉጁለ ተኻፊሉ ዝተካየደ ኮይኑ፤ እቲ ቀዳማይ ጉጁለ 115...

 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንሓደጋ ላሕዂ ነዳዲ ዝተቃለዐት መርከብ ትምርመር

ውድብ ሕብራት ሃገራት፤ ነታ አብ ወደብ ሑደይዳ የመን፡ ንዓመታት ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይና ዝጸነሐት መርከብ ነዳዲ ናይ ምምርማር ስራሕ ክጅመር ኢዩ። ነዛ መርከብ ዝምርምር...

ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ሓገዝ ተምሪ ን መንግስቲ ኤርትራ አበርኪቱ

ብመሰረት ጋዜጣ ሳዑዲ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ዘስፈሮ ዜና፤  King Salman Humanitarian Aid and Relief Center (KSrelief)  ዝበርከቶ ሓገዝ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፤ ብመንገዲ ኣብ አስመራ...

ፕ.ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ቻይና የምርሕ

ብመሰረት CGTN ብ 12 ግንቦት ዘውጸኦ ሓበሬታ፡ መራሒ መንግስቲ ኤርትራ፡ ፕ.ቻይና ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ብሰንበት 14 ግንቦት ናብ ቻይና ከምርሕ ኢዩ። ፕ. ኢሳይያስ ናብ...

Popular

Subscribe